ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6
ጢሞቴዎስ ኣብ ኤፌሶን ከሎ፡ ጳውሎስ ነታ ቐዳመይቲ መልእኽቱ ጸሓፈሉ። እታ መልእኽቲ ብ 63ዓ.ም. ኣቢላ ተጻሕፈት። ጳውሎስ ናብ ኤፌሶን ኪመጽእ ተስፋ ነበሮ፡ እንተኾነ ግና ስለ ዝደንጐየ ንጢሞቴዎስ ምእንቲ ኼብራትዕን ብዛዕባ ጉዳያት ማሕበር ምእንቲ ኺመኽሮን ነታ መልእኽቲ ይጽሕፈሉ (1ጢሞ.3፡7፤ 3፡14-15፤ 4፡13)።
ክፍልታት ቀዳመይቲ መልእክቲ ጢሞቴዎስ፤