ዒባ
ዒባ፤ ካብ ከብቲ ዚወጽእ ውጽኣት እንስሳ። ዒባ ኣንቂጽካ ንመብሰሊ (ህዝ.4፡12-15) ምስኡ ኸኣ ንድዅዒ ይጠቅም (ሉቃ.13፡8)። ዒባ ምሳሌ መርገም ኮይኑ ተጠቒሱ ኣሎ (ሚል.2፡3)።