ዱር |ሓላው ዱር
ዱር፤ ቀደም ዘበን ኣብ ኣኽራን እስራኤል ብዙሕ ኣእዋም ስለ ዝነበረ፡ ሰሎሞን ንመስርሒ ቤት መቕደስ ዚኸውን ቄድሮስ እተባህለ ኣእዋምን ጽሕድን ካብ ዱር ሊባኖስ ከም ዘምጽኤ ነንብብ (1ሳሙ.22፡5። 2ነገ.19፡23)።
ሓላው ዱር፤ ኣብ ዱር ዚበቁል ኣእዋምን ኣዕጻውን ዚሕሉን ዚቆጻጸርን በዓል መዚ (ነህ.2፡8)።