![]() |
![]() |
![]() |
ናይ መጽሓፍ ቅዱስ መዝገበ ቃላት
|
ሂን
ናይ ማይን ናይ ወይንን ናይ ዘይትን ምስፈሪ (ህዝ. 4፡11። ዘጸ. 29፡40። ዘሌ. 23፡13)።
ሂዋውያን
ካብ ከነኣን እተወልዱ ወገን (ዘፍ. 10፡17)። ቀንዲ ሃገር ሂዋውያን ኣብ ሊባኖስ ነበረ (መሳ. 3፡3)። እያሱ ተዋጊኡ ሰዓሮም (እያ. 11፡3)።ሰሎሞንውን ዝግብሩ ግዝኣት ገበሮም (2ዜና. 8 ፡ 7-8)።