ሁር
ሁር 1. ምስ ኣሮን ኮይኑ ኣእዳው ሙሴ ዝደገፈ (ዘጸ 17፡12)። ምስ ኣሮን ኮይኑ ፈራዲ ዝነበረ (ዘጸ 24፡14)። 2. ኣብ ሃገር ሴዒር ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ(ዘፍ 14፡6) 3. ኣብ ወሰን ምድሪ ኤዶም ዝርከብ ኣሮን ዝሞተሉ ኸረን (ዘሁ 20፡22-23)።