![]() |
![]() |
![]() |
ናይ መጽሓፍ ቅዱስ መዝገበ ቃላት
|
ሉል | ሉቃስ | ወንጌል ሉቃስ | ሉድ | ሉግ
ሉል፤
ካብ ውሽጢ ባሕሪ ዝርከብ ክቡር ዕንቍ (ዘፍ.2፡12)።
ሉቃስ፤
Dêêd] \ê²²óF Dóêd]ê´mkU AgX´¥q¥†olBE †‹‹ÏFpq K.e. ωM ‰››ÃHÃÊ Ê†rM †…npq k…ò.ò‹. ‹§§²F²ÃÃêF| ꆆ¨M; ¨…mk K.e. ]M D…êd] ê…mk fD…÷.4:14: ÷…mk …ÌN.4: ̉M‰„„ê ꉅ ……mk 2…··ïN.4:11 ï¹V¹§ o§·ch·ñ[ñé é§X§‰mk; ‰…mks…¹i]pq ¹†s†ïï…o…‰‰…: D…êd] ê†o†ñ Hñ‰‰ïM ï†K†éHé³s³ï ïÄÄÂ\'c2éDé÷] ÷‰M ‰››ªª†; †‰M‰„„ê ꉅ ……mk …´mkU AgX´¥q ¥Šmk 16:10 ŠLðT <|> ð†|kD †ÃÃöGöïïË ]D sDË÷: M] ÷ÄÄÂ\'c2éDé÷] ÷…mk \'85¨ \¨²²óF HkóïT ï‰M s²F²²D²…mk YL…ô ô‰M ›k›ÃÃöGöííªª†; D†êd] \\'ea²²óDóê\'ea´mkU AgX´¥q¥ÄÄÂ\'c2éDé÷] ÷…mk YL…ô oô…[…ïT ï‰D÷ (÷´mk.28:30-31) ´‰M ‰››ÃHÃРЧK]F; D§êd] koêñ ]Kñé éŠmk \'8a²²…B…šmk: košñ ñ……ÃHIÃÍÍ„„ê ꉅ …†oLBS [mk †‰M ‰›: ›ŠmkoŠñ ñÃÃöGöêêÍoÍë ë‰ïïÏDϹ ¹§§‰‰…F;
ወንጌል ሉቃስ፤
እዚ ኻብ ወገን ኣህዛብ ዝነበረ ሉቃስ እቲ ሓኪም፡ ነቲ ኻብ ወገን ኣህዛብ ዝነበረ ፈታዊኡ ቴዎፍሎስ፡ ነቲ ብዛዕባ ክርስቶስ እተማህሮ ቓል ኣረጋጊጹ ምእንቲ ኺፈልጥ ኢሉ ﷽ወንጌል ጸሓፈሉ። ሉቃስ ነቲ ወንጌሉ ኺጽሕፍ ከሎ፡ የሱስ ወዲ ኣምላኽ፡ ወዲ ሰብ ከኣ ስለ ዝኾነ፡ ናይ ኩላቶም ደቂ-ሰብ መድሓኒ ከም ዝኾነ የረጋግጽ።
ወንጌል ሉቃስ ብ 60 ዓ.ም. ኣቢሉ ኸም እተጻሕፈ ይመስል። ሉቃስ ኣብቲ ወንጌሉ፡ ብዛዕባ ጸሎት፡ የሱስ ባዕሉ ይጽሊ ኸም ዝነበረን ንሃዋርያቱ ኸኣ ምጽላይ ከም ዝምሃሮምን (ሉቃ.11፡1-13) ይነግር። ብዛዕባ ደቀንስትዮ ኣስፊሑ ይገልጽ (ሉቃ.1-2)፡ ብፍላይ ከኣ ሓያሎ ምስላታት ክርስቶስ ይዝርዝር (ሉቃ.15-18)። ሉቃስ ነቲ ጽሑፉ እናሓተተን ብጥንቃቔ እናመርመረን ኣረጋጊጹ ስለ ዝጸሓፎ፡ ልክዕ ከምቶም በዒንቶም ርእዮም ዝነገሩ ኣገልገልቲ ጎይታ ይቑጸር (ሉቃ.1፡1-4)። ኣብቲ ቐዳማይ መጽሓፉ ማለት ኣብ ወንጌል ሉቃስ፡ ነቲ የሱስ ኣብ መጀመርታ ዝገበሮን ዘስተምሃሮን ነገር ኩሉ ጽሒፉ ምስ ኣብቅዔ፡ ኣብቲ ኻልኣይ መጽሓፉ ማለት ኣብ ግብሪ ሃዋርያት፡ ቅጽል እቲ ዛንታ ጸሓፈ (ግብ.1፡1-2)።
ክፍልታት ወንጌል ሉቃስ፡
ሉድ፤
ሉግ፤
ናይ ዘይቲ መስፈሪ (ዘሌ.14፡10)። ﷽መስፈሪ ተመልከት።