ህበይ
ሼሻክ፤ ባቤል (ባቢሎን) ማለት እዩ። ኣብ ቋንቋ እብራይስጢ ንሕንቅሕንቅሊተይ ተባሂሉ፡ ንፊደል ኣሌፍ ብታቭ፡ ንፊደል ቤት ብሺን፡ ንፊደል ጊመል ብሬሽ ወዘተ. ለዊጦም ይጽሕፉ ኸም ዝነበሩ ንዝክር። ብመሰረት እዚ ለውጢ እዚ ኸኣ ﷽ሼሻክ ﷽ባቤል ተባሂሉ ይንበብ (ኤር.25፡26፤ 51፡41)።