ሹኔም
ሹኔም፤ ኣብ ወገን ሰሜን ይዝርኤል ሓሙሽተ ኪ.ሜ ርሒቓ ኣብ ዓቐበት ናይቲ ኸረን እትርከብ ከተማ። እታ ንዳዊት ኣብ ጊዜ እርጋኑ ዘምጽኡሉ ጓል፡ ብዓልቲ ሹኔም ነበረት (1ነገ.1፡3)። ኤልሳእ ንወዲ እታ ኣብ ሹኔም እተቐበለቶ ሰበይቲ ኻብ ምውታን ኣተንስኦ (2ነገ.4፡8-37)።