ዚምሪ | ዚፍ
ዚምሪ፤ ንኤላ ወዲ ባዕሳ ዝቐተለ ሓለቓ ሰራዊት እስራኤል። ዚምሪ ሾብዓተ መዓልቲ ነገሰ። እስራኤል ንዖምሪ እቲ ሓለቓ ሰራዊት ምስ ኣንገሱ ኸኣ፡ ዚምሪ ብገዛእ ኢዱ ሞተ (1ነገ.16፡9-20)።
ዚፍ፤ ﷽ወርሒ ተመልከት።