ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16
መልእኽቲ ጳውሎስ ናብ ሰብ ሮሜ
እዛ መልእኽቲ እዚኣ፡ ሃዋርያ ጳውሎስ ነቶም ኣብ ከተማ ሮሜ ዚነብሩ ዝነበሩ ክርስትያን ዝጸሓፋ እያ፡ ብ 57ዓ.ም. ኣቢሉውን ጸሓፋ። እታ መልእኽቲ ካብ ከተማ ቆረንቶስ እያ እተላእከት። ጳውሎስ ናብ ሮሜ ገና ዘይከደ ስለ ዝነበረ፡ ነታ ኣብኣ ዝነበረት ማሕበር ክርስቶስ ባዕሉ ኣይመስረታን (ሮሜ.15፡20-22)። ናብ እስጳንያ ንምኻድ ሓሳብ ስለ ዝነበሮ፡ ቅድሚ ናብ ሮሜ ምኻዱ ቃል ወንጌል ኪገልጸሎም ድሌት ነበሮ። ሰብ ሮሜ ብዛዕባ ጳውሎስ ሰሚዖም ነይሮም፡ እቲ ዝሰምዕዎ ግና ፍርቁ ሓቂ ፍርቁ ኸኣ ሓሶት ነበረ፡ ስለዚ ነቲ ሓቂ ምእንቲ ኺፈልጡ ኢሉ፡ ቃል ወንጌል ብምሉኡ ጸሓፈሎም።
እቲ ቐንዲ ትምህርቲ ናይ ሃዋርያ ጳውሎስ ብዛዕባ ጽድቂ ኣምላኽ ክነሱ፡ እታ መልእኽቲ ነዚ ዚስዕብ ክፍልታት ትዝርዝር፤
- ኣረማውያንን (ሮሜ.1) ኣይሁድን (ሮሜ 2) ኩሎም ሰባትን ሓጢኣተኛታት ስለ ዝኾኑ ጽድቂ ኣምላኽ ኣድላዪ ምዃኑ (ሮሜ 3)
- mk: mkô†M†ÃÃöö©©öcöñ ñ‰M s‰ïchïëëÃSDÃê (YLêô 4); kSô‰q …ME…‹ (YLô 5);
- [mk M] ôÃéch: ©Šmk HŠ··ïï…q(YL…ô 6) ôŠmk IŠ´(YL´ô 7) ôŠmk HЧD§ï NqHV ï‰M s‰ï\'efÃÃöö† (YL†ô 8);
- MMVôÃÃö Bö›k›ï ï†]V†„„íF (YLíô 9): ô†]V†„„íF íŠmk ŠÃÃöö©©öcöñ ñ‹X]r] M\'8bééªjMª…B…šmk š…mk …‹\'8bªኦም ምትካኦምን፡ ተስፋ እስራኤል (ሮሜ 10-11)።
- ô……ŠŠ§§ª ª…K…ñ ñ…mk k…ò.ò‹. (YL‹ô 12): ô…mk (YL…ô 13): ô…mk |…§ mkIo§ñ Bñ§(YL§ô 14-15:10);
- ]mkô‰q \‰²²óF (YLóô 15:11-33);
- dF [EMpDkg(YLôô.16);