ምዕራፍ 1 2 3
መልእኽቲ ጵውሎስ ናብ ቲቶስ
ብ 63ዓ.ም. ሃዋርያ ጳውሎስ ነታ ቐዳመይቲ መልእኽቲ ናብ ጢሞቴዎስ ኪጽሕፍ ከሎ፡ ናብ ቲቶስውን መልእኽቲ ጸሓፈ። ሽዑ ቲቶስ ናብ ቅሬጥስ ስለ ዝነበረ፡ ሃዋርያ ጳውሎስ ብዛዕባ ጉዳይ ምምሕዳር ማሕበር ይመኽሮ።
ክፍልታት እታ መልእኽቲ፤
-
ምምሕዳር እታ ኣብ ቅሬጥስ ዘላ ማሕበር (ቲቶ.1)።
- ቲቶስ መራሒ ማሕበር ኮይኑ ጽቡቕ ኣርኣያ ኼርኢ ይንገር (ቲቶ.2)።
- ቲቶስ ብጥንቃቐ ናይ እምነት ናብራ ኺምህር ይመዓድ (ቲቶ.3)።